ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተታሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 01 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣዲያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፋላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዝድ ቱቦታትን ናይ ማይ ብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፅርቲ ናይ ቴክንካል ኣቅሪቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ሰለምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፐር ፓርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይን ከተማ መቀለ ናይ በጅት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ካዕታ ኣብ እግሪ ወንብር ክኩዕት ስለዝደለየ ትጫረትሉ ትደልዩ ተጫረቲ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕታ ወይድማ ድሪሊግ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣይተገለፀን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑትን ካብ ስሩዕ በጅት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑ ቢሮን : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ጎማን መኪናን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/