ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓተ ሓዲሽ ፀፀር መንገዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ካብ ሓፁር ሪፊራል ሆስፒታል ክሳብ ሃይላይ ወለንኪኤል ብደቀቅቲ አናእሸተይ ትካላት ማለት እዉን ሽርክና ማህበራት ብደረጃ 8 ኣናእሸተይ RC ወይድማ GC ኮንትራክተራት ብናይ UIDP በጀት አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ሳምረ ንኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2016 4:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፡ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ባዓል ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዓል ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ፤ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ሐደ ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 150 ፍረ : ክልተ ኦተር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 3.14 m * ቁመት 4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ :ሰለስተ ኢነር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2.51m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2016 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ክገዝእ) ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/