ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ ኣዉቶማቲክ ቮልቲጅ ሪጉሌተር : ክልተ ኦዲዩ ኬቭል : ሰለሰተ ቪደዩ ኬቨል : ኣርባዕተ ቪንሲ ኮነክተርስ ሚል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝረከባ ተሽከርከርቲ ወይ እዉን ኣቅሑት መለዋወጢ ንብረት ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮምሽን ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተር ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ኮሞሽን አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀወምቲን ሃለቅቲን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ናይ ሰራሕተኛታት ደምቢ ክዳን (Uniform) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ብምውሳድ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ንብረታት ሰልቫጅ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ጫቁቲ ደርሆ ዘርኢ ሳሶ ወይ ቦቫንስ ብራዉን ዝኮነ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፈልሲ ቡን : ዝተዳቀለ ፈልሲ ማንጎን : ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕርሻ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/