ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ኢትዩጰያ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር ናዉትን ንበጀት ዓመት 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለወኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን 1 ባትሪ መኪናን ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ስሩዕ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ዕድጊትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ቢድቢንድ 15000 ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 6000 ቅርሺ ንናይ እንንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 6000 ቅርሺ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ማለት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌከትሮኒክስ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ስፔር መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ አዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሳብመርሲብል ፓምፕ ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100.000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/