ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዲፓርትመንትን፣ ንኣገልግሎት ዝውዕል ኮምፒዩተር፣ ናይ ቢሮ ደረቅ ወንበርን፣ ሸራተን ወንበርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ቤት ፍርዲ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፤ ፈርኒቸርን፤ ናይ ህንፃ ውሽጣዊ መሳርሕታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናውቲ ኮምባይን ዴስክ ጠረጴዛን ወንበርን (Different size of school furniture) ምስራሕን ሰሪሕካ ድማ በቢወረድኡ ምጉዕዓዝ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቅሑ ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬትን ደቀቅቲ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን፣ ኣናእሽቲ ኣቅሑት፣ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር Medium Back Chair ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ጉዳይ/መናእሰይ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ፍትሒ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ትሕቲ ሓደ ዓመትን ኣናእሽተይ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ወረዳ ወርዒ ለከ ቤትፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወርዒ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/