ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ መሬት ብሊዝ ጨረታ ናብ ተጠቀምቲ ከማሓላልፍ ይደሊ 1 ንመንበሪ ኣጐልግሎት ዝዉዕል 38 ብሎት2 ዘመናዊ ሆቴላት ካልኦትን ኣጎልግሎት ዘዉዕል 28 ብሎት 3 ንመዋእል ህፃናት ኣጎልግሎት ዘዉዕል 1 ብሎት እቲ ቤት መዛጋጃ 68 በሎታት ኣዛጋጂዩ ንተጠቀምቲ ከብፅሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekele
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ከይዲ ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ዙር ጨረታ 76 ናይቲ ጨረታ ዓይነት መደበኛ ከይዲ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪን ንንግዲን ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 2ሄ/ር ብዘመናዊ ጠብጠብታ ንዘልምዑ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንክልተ ዓመት ብምክራይ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 17 ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓትን ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ሀገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ሊዝ ጨረታ መንበሪ ዝኸውን 4ተ ፕሎትን ንድርጅት ዝኸውን 10ተ ፕሎትን ከጫርት ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ናይ ጨረታ ዙር 73፣ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ፣ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ምሕደራን ከተማ ዓዲግራት ናይ ከተማና ኮታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8ተ ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ ንሊዝ ጨረታ ቑፅሪ 55 ሰዓርቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ዝርዝር መግለፂ ናይ መሬት ሊዝ ጨረታ ቑፅሪ 55

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/