ማእኸል ዕዳጋ ትካል ኣዶሊስ ኣብ ኣክሱም ዝርከብ ጣብያ ማዕበል ዘሎ ፕሮጀክት ብ3ተ ህንፃታት መሳርሒ ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘለዎም ቴንዲኖ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2011 11:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተራት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቀበሌ 03 ምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቤት ምኽሪ ህንፃ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ዳይሬክተሮሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ናይ ህንፃ ዲዛይን ንኣማከርቲ ትካላት ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2010 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ ቦታ ንዘለዎ ኳሪ ሳይት(Quarry site) ናይ ከባብያዊ ምሕደራ ፕላን Environment management planning (EMP) Environment impact Assessment (EIA) ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርንኣብ ክልል ትግራይ ንዝስርሑ ፕሮጀክት ምሕደሩኡን ቁፅፅርን ከምኡዉን ክለሳን ዳግመ ምርኣይ ንክካየድ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ሒዙ አለዎ በዚ መሰረት ተጫረቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርን ኣብ 2008 ዓም ካብ ናይ MDG በጀት ንዝሳለጡ 15ተ ናይ ኢራፕ ህንፀት መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ቁፅፅርን ኮንትራት ምምሕዳር ስራሕቲ ኣማከርቲ ብምዉድዳር ክሰርሕ ስለዝደለየ ብሳይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሳልተንሲ ብኢንጂነሪንግ ኮንሳልተንሲ ብብርኪ ካታጎሪ 5 ልዕሊኡን ካታጎሪ 6 ልዕሊኡን ካታጎሪ ፒፒን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ኣማከርቲ ንክወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

መስፍንኢንዳስትሪያልኢንጂነሪንግ ኃ. የተ.የግል ኩባንያ በኣዲስ አበባ አቃቂ ክፍለ ከተማ ለድህረ ሽያጭ አገልግሎት መሸጫ የሚዉል የህንፃ ግንባታ ዲዛይን የማማከር አገልግሎት በጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልጉ በዲዛይን የማማከር አገልግሎት ብቃት ያላችሁ ደረጃ 3 እና ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርትየምታሞሉ ተወዳዳሪዎችእንድትሳተፉኩባንያችንይጋብዛል::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/