ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.23 (-0.92) | 161.83 (-0.93) | |
| 185.59 (-0.85) | 187.45 (-0.85) | |
| 24 (0) | 24.01 (-0.13) | |
| 9.9 (-0.07) | 10 (-0.07) | |
| 1.01 (0) | 1.02 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ነሓሰ 12, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ