ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ን መናእሰይ ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 60000.00 ኮብልስቶን ካብ ሰሜን ክ/ከተማ መቕረብቲ ዘሎዉዎ ቦታ ንምፅዓን
  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:30 Morning
  • Vehicle Rent/ Transport Services/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ምንነት ሊብረ ዘለኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category