ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ን መናእሰይ ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 60000.00 ኮብልስቶን ካብ ሰሜን ክ/ከተማ መቕረብቲ ዘሎዉዎ ቦታ ንምፅዓን
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ምንነት ሊብረ ዘለኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ