ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ን መናእሰይ ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 60000.00 ኮብልስቶን ካብ ሰሜን ክ/ከተማ መቕረብቲ ዘሎዉዎ ቦታ ንምፅዓን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ምንነት ሊብረ ዘለኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ