1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ቫት ተመዝገብሪ ሰርተፈኬት ዘቕርብ
5 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገብረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ
6 እዚ ዝስዕብ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዙ ዝኽእሉ
መኸበሪ ጨረታ
1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ኣቕቦት 20000.00 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሒ 10000.00 3 ናይ መኪና ጋራዥ ሙያ ጋራጅ ፅገናን ሰርቪስን2000.00 4 ናይ ሞተር ሳይክልን ፅገናን ሰርቪስን 2000.00 5 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪሰን 2000.00 6 ናይ ጀነሬተር ፅገናን ሰርቪስ 2000.00 7 ናይ ጥሕኖን ፃፃይትን መሽንን ፅገናን ሰርቪስ 2000.00
7 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእከል መ/መ/ ኣግበ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/12/2011 ዓ/ም 4:00 ኾይኑ ዘይምለስ ካብ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ጉጅለ ዕደጋ /ፋ/ን/ንምም/ ር/ =ረታ ሰነድ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ማ/መ/መ/ኣግበ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ
9 እቲ ጨረታ ዕለት 22/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መ/መ/ኣግበዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
Backs