https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8076
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር 1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ቀረብ ግልጋሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሕታት 3 ናየ ተሽከርከርቲ መኻይን 4 ናይ ሞተር ሳይክል 5 ናይ ጀነሬተራትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

 1 በቲ ዝተጠቐሰ  ዘርፊ ሕጋዊ  ናይ 2011ዓ/ም  ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4  ናይ ቫት ተመዝገብሪ ሰርተፈኬት ዘቕርብ

5  ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገብረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

6  እዚ ዝስዕብ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዙ ዝኽእሉ

መኸበሪ ጨረታ

1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ኣቕቦት 20000.00  2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሒ 10000.00 3 ናይ መኪና ጋራዥ ሙያ ጋራጅ ፅገናን ሰርቪስን2000.00 4 ናይ ሞተር ሳይክልን ፅገናን ሰርቪስን 2000.00 5 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪሰን 2000.00 6 ናይ ጀነሬተር ፅገናን ሰርቪስ 2000.00 7 ናይ ጥሕኖን ፃፃይትን መሽንን ፅገናን ሰርቪስ 2000.00

7 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእከል መ/መ/ ኣግበ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8  ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/12/2011 ዓ/ም 4:00  ኾይኑ ዘይምለስ ካብ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ጉጅለ  ዕደጋ /ፋ/ን/ንምም/ ር/ =ረታ ሰነድ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ማ/መ/መ/ኣግበ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 22/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መ/መ/ኣግበዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት