1 ናይዚ ዘበኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን : ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ
2 መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ/ዲክለር ዝገበርኩም/ ክተቅርቡ እትክእሉን
6 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ኢቭሎፕ ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን ፋይናንሻልን ደኩመንት ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 20/10/2017 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ቅ/ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ
10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
11 ቅድም ክብል ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሒዙ ክቀርብ አለዎ
12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 ተጫረቲ ዋጋ ዝመልእሉ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር መለክዕን መግለፂን በዝሕን ክከዉን አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ማይ ኣምስ ናብ ኢድ የማን ሐደ ሚኢቲ ሚትሮ ንርከብ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0936352132 0910385045
ድሕሪት