ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቅጥዒ ሐደ ዙር ጨረታ ሻድሻይ ክልተ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ወይ ስሩዕ ሰለሰተ ኣብ ከተማ እንትጮ ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕዳራን መሬት ከተማን ናይ ከተማ ቦታ ብዛዕብኡ ሊዝ ብምሓዝ ብዝድንግጎ አዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓቀንፅ 1 ብተረ ፊደል ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንኣገልግሎት መዓደሊ ነዳዲ ወይድማ ሞቴል ዝተዳለወ ሐደ ፕሎት ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ክጫረት ዝደሊ ሰብ እዚ ምልካተ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ናይቲ ቦታ ዝርዝር መረዳእታን ናይ ጨረታ  ሰነድ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ እንትጮ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ምግዛእ ዝክእል ምካኑ ነፍልጥ

2 ሰነድ ጨረታ መእተዊ እዋን ካብ 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 1/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ኣጋ ግዜ ጥራሕ እዩ

3 መሸጠ ጨረታ ዝዕፀዉ 1/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ይከዉን

4 ነዚ ቦታ ክሪኢ ዝደሊ ተጫረቲ ቦቲ ትካል መጠቅዒ ምልክታ ሰሌደ ብዝግለፅ መረሃ ግብሪ ይከዉን

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 2/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት መሬት አጠቃቅማን ካዳስተር ከተማ እንትጮ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከከዉን

6 እቲ ዝጫረት ቦታ ካብቲ ዝጫረተል ዘሎ አገልግሎት ወፃኢ ዘይዉዕልን ዘይምቀልን ምካኑ ነፍልጥ

እቲ ቤት ዕዩ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914098081 0937021670

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቅጥዒ ሐደ ዙር ጨረታ ሻድሻይ ክልተ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ወይ ስሩዕ ሰለሰተ ኣብ ከተማ እንትጮ ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕዳራን መሬት ከተማን ናይ ከተማ ቦታ ብዛዕብኡ ሊዝ ብምሓዝ ብዝድንግጎ አዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓቀንፅ 1 ብተረ ፊደል ካብ ሀ እስካብ  ሰ ብዝተዘርዘሩ  መሰረት ንኣገልግሎት መዓደሊ ነዳዲ ወይድማ ሞቴል ዝተዳለወ ሐደ ፕሎት ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s