ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 ሽኮር 2. ሎት-2 ናይ ሻሂ ኩባያ ቢሮ ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት 3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቁፅሪ/ደ/ቢ/ሰ/ሀ/ዘ/ፋ/1399/06

ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ/ግ/ጨ/ቁ 014/2016

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ

1. ሎት-1 ሽኮር

2. ሎት-2 ናይ ሻሂ ኩባያ ቢሮ ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት

3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዝኾነ ልዕል ኢሎም ኣብዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦ 

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃደ ንግዲ ዘለኩም ዣት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም፡፡

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 200.00 (ብር ክልተ ሚኢቲ ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 15/08/2016-22/08/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ፡፡ እዚ ጨረታ ሚያዝያ 22/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

መተሓሳሰቢ፡ ሓደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ ምዃኑ ዘርእይ መረዳእታ ንሓደ ሎት ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ይዕድግ፡፡

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

0344-408912

0914008595/0920426802

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s