1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዝተሓደሰ ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቅርቡ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩምን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት አዉን ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ
4 ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩምን ቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ
5 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራይ ክትሳተፉ ይግባእ
4 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 1000.00 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ንሕድሕድ ጠ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ
5 ጨረታ ዝዕሸገሉ 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት3:45 ድሕሪ ሰዓት እዩ
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ኣክሱም እዩ
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 69 98 ይደዉሉ
Backs