https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13091
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2013 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 08/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 8, 2013 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 8, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዝተሓደሰ ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት አዉን ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩምን ቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ

5 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ  ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራይ ክትሳተፉ ይግባእ

4 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 1000.00 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ  ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ንሕድሕድ ጠ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት3:45 ድሕሪ ሰዓት እዩ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ኣክሱም እዩ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 69 98 ይደዉሉ