ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካፒታል በጀት ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:22,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 09:30 Afternoon
  • Motorcycles Purchase/
  • Print
  • Pdf

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ ሞተር ሳይክል 22000.00 ቅርሺ፣ ሕጋዊ ብዝኮነ ብስፒኦ

6 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ  200 ቅርሺ ኮይኑ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ 20/08/2012ዓ/ም ክሳብ 04/09/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

7 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

Backs
Tender Category