1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
5 መኸበሪ ጨረታ ሞተር ሳይክል 22000.00 ቅርሺ፣ ሕጋዊ ብዝኮነ ብስፒኦ
6 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 200 ቅርሺ ኮይኑ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ 20/08/2012ዓ/ም ክሳብ 04/09/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት
7 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54
መመለስ