ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | በዝሒ |
1 | ፎቶ ኮፒ | ብስፐስፊኬሽን መሰረት | 01 |
2 | ድቫይደር | 03 |
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ዝክፈተሉ ዕለት 05/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ይኸዉን
3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10
Backs