ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 03:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

በዝሒ

1

ፎቶ ኮፒ

ብስፐስፊኬሽን መሰረት

01

2

ድቫይደር

03

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ዝክፈተሉ ዕለት 05/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10

መመለስ
የጨረታ ምድብ