https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10822
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

በዝሒ

1

ፎቶ ኮፒ

ብስፐስፊኬሽን መሰረት

01

2

ድቫይደር

03

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ዝክፈተሉ ዕለት 05/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10