1 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፈቃድ ዘሐደሱ ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬትን፣ ናይ ሕዳር/ታሕሳስ ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝተኸፈለሉ ከቅርቡ ዝክእሉ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካበ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከቕርብ ዝክእል
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ
3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ሰዓት 9፡00 ይክፈት
4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000.00 ፣ ሞተር ሳይክላት 15000.00፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት10000.00፣ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 45 መዓልታዊ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ ሠ
6 ቤት ዕዮና ካልእ መማረፂ እንተረኪቢ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 71 04 /41 54 60
Backs