https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10134
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ሞተር ሳይክላት፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፈቃድ ዘሐደሱ ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬትን፣ ናይ ሕዳር/ታሕሳስ ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝተኸፈለሉ ከቅርቡ ዝክእሉ  ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካበ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከቕርብ ዝክእል

2  ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000.00 ፣ ሞተር ሳይክላት 15000.00፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት10000.00፣ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ  ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 45 መዓልታዊ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ ሠ

6 ቤት ዕዮና ካልእ መማረፂ እንተረኪቢ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 71 04 /41 54 60