ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ኪና ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ካብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት :መሰርሒ ህንፃ : ከምእዉን ናይ ሕክምና ሃለቀቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 15, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Mums for Mums Invites qualified for supply of WGSS and Child Friendly Space Materials

  • Posted Date: Saturday 26th, October 2024 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Wednesday 30th, October 2024 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 30th of October 2024 10:15 am
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Home Appliance/ Cleaning & Janitorial Equipments/ Food Items Supply/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሻሂን ቡናን ንቑሑት ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2017 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ካፌን ሬስትራንትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይኸውን

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ራያ ዩኒቨርስቲ ዳቦ፤ የተማሪዎች የምግብ ግብአት የሆኑ የፋብሪካ ውጤቶች፣ የተፈጨ በርበሬ፣ የተማሪዎች ሎከር እና ወንበር በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ጥቅምት 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: -18, 1745 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: ይለያያል በየ ሎቱ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዘተፈላለይ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕላ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራትን : ሳይክል : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ጀነሬተርን ኤሌክትሪክን መለዋወጢን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/