ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጅስቲክስ የመቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2017 በጀት ከተያዘ የተርሚናል ጥገና ግብአት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለፈለገ

  • Posted Date: ኣርብ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 21, 2017 5:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 21, 2017 8:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 26, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: የካቲት 26, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ 10000 :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ 10000 ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ 5000 ሎት ሽድሽት ሕትመት 5000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ስራሕቲ መንገዲ ዝዉዕል ቤዝ ኮርስ በዝሒ 9376 ሜትር ኬብ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 3:01 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መጋዓዝያ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናብ ተጠቀምቲ ዝባፃሕ እታወት ዘይቲ ብልዒ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 11, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዓይነታ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፣

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 21, 2017 8:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 21, 2017 8:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/