ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ቢሮ ቁፅሪ G+7 ማለት እዉን 7 ደብሪ ናይ ደገን ዉሽጢ መስትያት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ሜትሪ ካሪ ከምእዉን ናይ ምድሪ ቤት 2800 ሜትሪ ካሪ ፅሬት ንመፅራይ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 13, 2017 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 13, 2017 2:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንዝተፈለላዩ ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑት ኣልባሳት : መሳርሒ ፅህፈት : ኣቅሑት ፅሬት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንኣልባሳት 25000 ቅርሺ :ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: ኣልባሳት 500 ቅርሺ : ንፅህፈት መሳርሒ 200 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 100
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ን2017 ዓም በጅት ዝስዕቡ ንምምሃር ምስትምሃርን ዝዉዕሉ ቀወምቲን ሃለቅቲን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣንግል ኣየረንን : ሽት ሜታል :ስኬር ፓይፕ: ቴፍሎን ሮድ :ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 2, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 2, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ባንኪ ዓለም ሐገዝ ገንዘብ ማልት እዉን ካብ ዩዲፒ ከብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 21, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: የካቲት 21, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ መብራህቲ ትራፊክ ብደረጃ ሓሙሽተ ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 20, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: የካቲት 20, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 200,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

The Women Association of Tigray (WAT)Wants to purchase the item/ Refreshment materials.

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

The Women Association of Tigray (WAT)Wants to purchase the item/ Refreshment materials.

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላላ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/