ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/ዮጭላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ንኣብያተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ጥምር ዕድጊት ማለት እዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሕፈት 10000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከልይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ሃለቀቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ፅሬት : ሕትመት : ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ : ቀዋሚ ንብረትን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንኤሌክትሮኒክስን ንፅሕፈት መሳርሒን 3000 : ንፅሬት መሳርሒ 500
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 10000 ቅርሺ : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን 1000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ሞተር ሳይክል ፅገና መለዋወጢ ኣቅሑትን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36 አፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ መሉእ ተዛመድቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2017 3:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2017 3:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

- በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኣይሲቲ መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልከታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ንታ ቁፅሪ 4-02688 ት.ግ መኪና ካብ PSNP-5 በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36-AFRDEV HAND PUMPS with all accessories,cylinder,rod 45m head assy.pvc riser pipe-45m,rop 94m,Spanner,fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc.ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2017 3:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 50.000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/