ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ማለት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ ሕትመት ሽድሽት ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ወረዳ ጎሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ብር ፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ካብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኣቅሑት ፅሬት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የመቐለ ከተማ ከፍተኛ ፍርድ ቤት በድጋሚ የወጣ የቤትና ቦታ የሐራጅ ሽያጭ ማስታወቂያ

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 5, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 5, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ.የተወየግል ኩባንያ (SWEI ኢንድስትሪ) ከታች በሰንጠረዡ የተፃፈው እቃ በናሙና መሰረት(Sample) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 11, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 11, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2017 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 2, 2017 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/