ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ን2018 ዓም ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢድ ፅገና ጋራጅ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 03:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 04:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 04:45 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቆዋሚ ናይ ኣይሲቲ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 04:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 04:45 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መቐለ ዩኒቨርስቲ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚውል ሽሮ እና ማኮረኒ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 6, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ኣርብ ጥቅምት 14, 2018 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ ጥቅምት 14, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond: 200,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

የኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን የደረቅ ጭነት መኪና ኪራይ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 6, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: እሁድ ጥቅምት 16, 2018 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: እሁድ ጥቅምት 16, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ዓዲግራት ዮኒቨርሲቲ ለተማሪዎች ምግብ የሚውል ኣትክልት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 6, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ቀዳሜ ጥቅምት 15, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ቀዳሜ ጥቅምት 15, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዓበይትን ቁርፅራፅ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 03:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐስ ናይ ደምቢ ኽዳን ጫማን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ::

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ቅም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ስፖርት መሳርሕን ዕጥቅን ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 09:30 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/