ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ : ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2018 3:15 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ንካልኦቶ መደባት ድማ 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዓዲግራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ኣቅሑትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 25000 ቅርሽ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንወረድኡ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2018 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ HP laser jet ታናል ኮሪጅን : ዊልዲንግን ማተሪያል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ 15000 ቅርሺ : ንሕትመት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቅሑትን : ሃለቅት ኣቅሑትን ቀወምትን 2500 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 12, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 12, 2018 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕዳግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 12, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/