ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 11, 2016 11:25 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ብመንገዲታት ፈንዲታት ኢትዩጰያ ካብ ዝተረከበ በጃት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከብ ናይ መንገዲታት ፅገና ስራሕቲ ምስራሕ ሰለ ዝደለየ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 15, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝዉዕሉ ናይ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ ኢሉ እዉን መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 13, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 21, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Food Item

  • Posted Date: Wednesday 13th, March 2024 6:06 pm (over 2 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 27th, March 2024 1:30 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 27th of March 2024 2:00 pm
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category Food Items Supply/

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ለተለያዩ ተሽከርካሪዎች የሚውሉ የተለያዩ ዓይነትና መጠን ያላቸው ጐማዎች፣ ባትሪዎችና እና የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ሮብ መጋቢት 4, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 19, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/