ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግለጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ምግቢ ዝተፈላለዩ ማይን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 11, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 11, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል: ምሸላን ጣፍን ውሱን ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 6, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 11, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ማይ ቦቲ ክራይ ብምልጣፍ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ብናይ ከ ዋሽ ፕሮጅጅክት ዝዕደግ ናይ ጽሕፈት መሳርሒ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ማይንኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/