መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ብጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ሓለዋ/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2017 3:34 Morning
  • Bid Bond: 8,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 1, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ በጅት ዓም ኣብ ከተማና ዝርከቡ ሴክተራት ዝውዕሉ ስዒቦም ዝተዝርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዲግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ንወረዳ ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ገጠር ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ንእንስሳ ሕክምና ግልግሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውንቲ ሕክምናን ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕፁያት ተውዳድርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለይ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 4, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ዝውዕል ቐዋሚ ንብረት ማለት ውን ኤሌክትሮንክስ ሕትመት ፅሕፈት መሳሪሒን ኣናአሽተይ ኣቅሑትን ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2017 9:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት መሳርሒ ሕትመት: ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/