ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2017 9:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንኣባላትን ንሕጊ ተሃነፀትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 21, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንስራሕቲ ክችን ዘድልዩ መሳርሒታት ህንፃ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 2, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 2, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ኢትዩጰያ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 21, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 21, 2017 3:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/