ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንታ ከተማ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንአገልግሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕል ካብ ዩንአፈቢኤ ዝተረከበ ሐገዝ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ምድብ ሰለሰተ ኤሌክትሮኒክስ: ምድብ ኣርባዕተ ፍራንሽን መጋራጃን ጨርቁን ምስሓፂኑን ዝሐወሰ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

የቤትና ቦታ የሐራጅ ሽያጭ ጨረታ ማስታወቂያ

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 24, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 24, 2017 6:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የዓዲ ሓቂ ክ/ከተማ ወረዳ ፍርድ ቤት ቤት መሸጥ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ኅዳር 30, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 30, 2017 6:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 2, 2017 6:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 2, 2017 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/05/2017 ክሰብ ዕለት 30/10/2017ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 1, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 1, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2017 4:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ራስጌ ቲተር፣ክቢ ማህተም፣ቲተርን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 28, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/