ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጅስቲክስ የመቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2017 በጀት ከተያዘ የፅህፈት መሳርያ (stationary) እቃዎች አወዳድሮ ለመግዛት ስለፈለገ

  • Posted Date: ኣርብ ጥቅምት 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ኅዳር 6, 2017 5:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 6, 2017 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2017 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ካብ 3ይ ደረጃ ንላዕሊ ዘለዉ ጋራዣት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዒድ ዋጋ /ሞያ ዋጋ/ ምስ ዘሸነፈትካል ዉዕሊ ከአስር ስለዝተደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝስዕብ ናይ መስተንገዶ ናይ ሕትመትን ናደ መኪና መስዋወጢ ኣቅሑትን ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 3, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Tigray Water and Energy Bureau now invites sealed Bids from eligible and qualified bidders (contractors) for the procurement of 2 deep wells at Seharti Wereda

  • Posted Date: Friday 01st, November 2024 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Friday 29th, November 2024 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 29th of November 2024 9:10 am
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category Water Well Drilling & Water System Installation/

ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማዓዲ ሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለያ ከይዲ ስራሕቲን ንአገልግሎት እታ ከተማ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ :መሳርሒ ህንፃ : መሳርሒ ፅሕፈት :ከምእዉን ዕጥቂ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ፍቃድ ንግዲ መሸጣ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክል ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን መሳርሒ ህንፃን 30000 : መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ንዕጥቂ ስፖርት 10000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ : ናይ መሸጣ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክል 30000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ህንፃ ዘድሊ መጋራጀ ከስርሕን ክገጥምን ስለዝደሊ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ስራሕቲ ሕትመት :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ን መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ን ዕጥቂ ስፖርት ንብስወከፎም 3000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬትን : መሳርሒ ሕትመት 2000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/