ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ፣ፕሪንተርን ዲስክቶፕን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 26, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 24, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 23, 2011 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 23, 2011 5:00 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዋጋ ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዕዳግ ትክእሉ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 19, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2011 9:20 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንቤት ፅ/ት ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሞዴል መኪና ZN-1033UBX ጎማ ኣፖሎ ሰፊሕ ብክሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2011 9:10 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/