ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦትን ግልጋሎትን ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትራክሽን/፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር ፓርት/፣ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑን እስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: ንሎት ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ሎት መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 03:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዞባታት እስካብ ጣብያታት ክልልና ፅንዓት ንምክያድ 5 ናይ ፊልድ መኪና ን12 መዓልቲ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፤

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 09:30 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሰራሕተኛ ባጅ /መለለይ መንነት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 09:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 09:31 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝ/የ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ የካቲት 18, 2011 03:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቡክሌት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 10:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 10:01 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/