ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ፈርኒቸር ካልኦትን በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 03:00 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 03:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመት፣ቀወምቲ ንብረት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ሞተር ሳይክል፣መፅሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ በትግራይ ክልል ፣መቐለ ሎት 1 እና በተለያዩ ዞኖችና ወረዳዎች የሚገኙ የሽያጭ ማዕከሎች ሎት 2 የፅዳት ኣገልግሎት ስራ በጨረታ ኣወዳድሮ ማሰራት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

  • Posted Date: ማክሰኞ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሮብ የካቲት 20, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሮብ የካቲት 20, 2011 08:15 Afternoon
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

SNV hereby invites competent drilling contractors- who are qualified, have registered and renewed their licenses for year 2011 EC

  • Posted Date: Tuesday 12th, February 2019 3:39 pm (over 7 years ago)
  • Closing Date: Monday 18th, February 2019 2:30 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 18th of February 2019 5:00 pm
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልሚን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ን2011ዓም በጀት ዓመት ንምርካብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:15 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣሕፈሮም
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:01 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮስተር መኪናን ናይ ኮብራ መኪና ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና ካላማደሪያ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/