ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ማለት ናውቲ ቤት ዕዮን ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 17, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 17, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ኣብ 7ተኤን ክ/ከተማታት ከ/መቀለ ዝርከቡ ናይ እግረኛ መሳገሪ መንገዲታት ዜብራታት ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 17, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 5, 2011 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 5, 2011 2:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ለ2ኛ ግዜ የወጣ የጨረታ ማስታወቂያ በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ቅርንጫፍ ኣዲስ ጎማ ከነ ከለማደሪያዉ በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት የደቡባዊ ዞን ወረዳዎች አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሮብ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 10, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 10, 2011 10:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ሶፍትዌር ምዕባለ ከምኡውን ናይ ድሕንነት ካሜራ ምስ ኢንስታሌሽን / Software Development & Warehouse Security With Installation/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 15, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ምግጣምን ፅገናን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 14, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 15, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽ/ቤት ተንቀሳቃሽ መጸዳጃ ቤት፣ የቆሻሻ ማጠራቀሚያ /Dust Bin/ እና ከብረት የተሰሩ በሮችና መስኮቶች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ሚያዝያ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 15, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዩኒፎርም ሰራሕተኛታት ደቂ ተባዕትዮ/ ሙሉእ ጁባን ስረን ምስገበሩ/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:25 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/