ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት አቁሑት፣ ኤሌክትኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ራበር ሽት ዉፅኢት ፕላስቲክ ፣ ሕትመትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2012 8:45 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ምግጣምን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ልምዓትከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ አቻቁሑ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃ ፣ ብሎኬት ፣ ቀላሚጦስ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማ፣ ጨረቂ ሶፋን ካልኦት ንብረትን ብዕልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤ 1 ኤሌክትሮኒክስ 2 ዘገልገሉ ጎማታት 3 ናይ ቢሮ ኣቁሑት

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 17, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 17, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ኣብ ትካልና ዝርከቡ ጣዉላታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 26, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 26, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ካብ መንገድን ትራንስፖርት ፍቃድ ዝተዋሃቦም ናይ ሞተር ሳይክል ኣሰልጠንቲ ናይ ስልጠና ግልጋሎት ክረክቡ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 10, 2012 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 12, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/