ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 27, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 27, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣይሲቲን ፣ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ፣ መለዋወጢ አቁሑ መስመር ማይ ቡንባን ፣መስመር ኤሌክትሪክን ፣ ኣቁሑት ፅሬትን መሳርሒ ህንፃን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ዕድቂ ስፖርት ፣ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 1, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: መስከረም 2, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 2, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንስፖርት ክለብ ኣጎልግሎ ዝዉዕል ፋይል ካብኔት በዓል 4 ተሳሓቢ ንምዕዳግ ክወዳደሩ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 28, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 28, 2011 10:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅበቃን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ክራይ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 25, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 27, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 25, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 27, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 25, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 25, 2011 10:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/