ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋከቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ንዝ/የ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 26, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 26, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 1,500.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራው G+1 ህንፃ ግንባታ ኣገልግሎት የሚውሉ ኣልሙኒየም በርና መስኮት ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት እና ማስገጠም ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሰኞ ሰኔ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሐምሌ 3, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሐምሌ 3, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት መኪና 5ተ ጎማ፣ ሓደ ባትርን፣ ንቤት ምክሪ ዝከውን ሓቲ ኮምፒተርን ሓንቲ ፕሪንተርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 26, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 26, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ዝ/ዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 9, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 9, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቀለ ቅ/ፅ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሰኞ ሰኔ 24, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰኔ 29, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰኔ 29, 2011 3:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ሎት 2 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 3 ባነር ወይ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 8, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 8, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 25, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 25, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/