ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንአገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ዝተፈላለእዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዞም ትሕቲ ኢሎም ብሎታት ተዘርዚሮም ዘለዉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ዝተፈላለ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የሀገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ ጠ/መምሪያ የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች፣የፅህፈት ማቴሪያል፣የፅዳት ዕቃዎች፣ ለኦፊስ ማሽን ጥገና፣ ለህሙማን ማጠናከሪያ የሚውል ምግቦች የተለያዩ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድር ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 21, 2012 7:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕትታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ሕትመትን ፣ ፅገና ማሽነሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ሆስፒታል ሱሑል 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕኮሙ ተገልገልቲ ፅሬት ዘሎዎ ምግቢ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብዉዕሊ ከስርሕ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 21, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 21, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 24, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2012 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ የፅሕፈት መሳሪያዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 19, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መኪና ስፔር ፓርት፣ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ባትሪ ፣ መኪና መጋያየፂ፣ ሕትመት፣ስራሕቲ ን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/