ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 19, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብር
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ሓላፊት ካብ One Wash በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 7, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 7, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2018 6:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Ministry of Revenue Mekelle Branch Office፡ Procurement Of ICT Materials

  • Posted Date: Monday 12th, January 2026 12:00 pm (4 months ago)
  • Closing Date: Tuesday 20th, January 2026 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 20th of January 2026 10:30 am
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Computer Sales and Accessories/ ICT Equipment’s / Electronic Equipment & Accessories/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2018 8:35 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ መኪና- ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2018 3:40 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ፈርንቸር ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 7, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ከሐትም ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 8, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 9, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨንፈራት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝውዕል ከምኡ ድማ ቢል A4 ወረቐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 2, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/