ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 21, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 21, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተምን ስራሕቲ 120000 ቅርሺ : ንፋዉንቴን ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት 15000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንናዉቲ ሕክምና 10000 ቅርሺ ሰርቪስ መኪና 10000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 3.31 ሄክታር ብመስኖ ንዘልምዕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረ ዕለት ጀሚሩ ን ሓደ ዓመት ከካርይ ይደሊ ።

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2018 3:20 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ወጋገን ባንክ አ.ማ በአዋጅ ቁጥር 97/90 እና 216/92 መሰረት ከዚህ በታች የቀረቡትን የመያዣ ንብረቶች በግልጽ የሐራጅ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ታኅሣሥ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: -18, 1745 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 25%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ዓዲግራት ዮኒቨርሲቲ: ለተማሪዎች ምግብ ኣገልግሎት የሚውል ሸቀጣ ሸቀጥ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል (ለሁለተኛ ግዜ የወጣ)

  • Posted Date: ሓሙስ ታኅሣሥ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 17, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 150,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ብሎኬት መንደቅን ልስንን ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 13, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 20, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 20, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/