ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንኢንተርኔት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቐሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 13, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 13, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 21, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሮብ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 21, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 25000 ቅረሺ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን 6000 ቅረሺ : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት 40000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን : መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 21, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 21, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ህንፃ መሳርሒ 10000 ብር : ናይ መድሓኒት 10000 ብር
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 21, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 21, 2018 3:35 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ EXPERTISSE FRANCE PROJECT FUND ንግልጋሎት ጽሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተገዝእ ስለዝደለየት

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 8, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 8, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳ ኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትን ኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 22, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 23, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓላፍነት ብርኪ ንዝርከቡ ናይ ትካል ሰራሕተኛታት ሞያዊ ዓቅሚ ንምዕባይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ስልጠና ክህብ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 18, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 18, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንመካይን ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ምግቢ ኣቅርቦትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 15, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 15, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 8, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 9, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 8, 2018 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 8, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/