ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ናይ ነባር መናሃርያ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
Closing Date: ጥሪ 27, 2012 4:00 Morning (closed)
Location መቐለ